ናይ ብፁዕ ልዊጂ ኖቫረዘ ፍሉይ ጸጋ

ዝሓለፈ ቀዳም አብ ባዚሊካ ቅዱስ ጳውሎስ ፉዎሪ ለሙራ ብብፁዕ ካርዲናል ታርቺዝዮ በርቶነ ብፅ ዕናኡ ዝተ አወጀ አባ ልዊጁ ኖቫረዘ ቅድሚ ዝአገረ ንወዲሰብ ሰብ ዘድልዮ ውሽጣዊ ፍወሳ ከምዝኾነ ዝተረድ ኡ ዓቢ ናይ ዘመንና ብፁዕ ከምዝኾኑ ትማል ንግሆ ብናይ ቅዱስ ጳውሎስ ባዚሊካ ፍዎሪ ለሙራ ሊቀ ካህናት ብፁዕ ካርዲናል አንጀሎ ኮማስትሪ ዝ ዓረገ ናይ ምስጋና መሥዋዕተ ቅዳሴ ተገሊጹ፣ ብፁዕነቶም አብ ስብከቶም ብፁዕ ልዊጂ ኖቫረዘ ውሽጣዊ ፍወሳ ቀንዲ ከምዝኾነ ንኽገልጹ ንኩሎም ሕሙማት መንፈሳዊ ሱባኤታት ንኽግበር ብዙሕ ከምዝጸዓሩን ብ1952 ዓም ምሕረት ከአ አብ ፕየሞንተ አብ እትርከብ ረ እትበሃል ዓዲ ማእከል ሱባኤ ንጹሕ ል ...»

|

|
ቫቲካን፦ ናይ መላእ ኤውሮጳ ብፁዓን ጳጳሳት ኣባይቲ ምኽሪ ጉባኤ

 ዕለት 10 ግንቦት 2013 ዓ.ም. ንጐሆ ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ናይ መላእ ሃገራት ኤውሮጳ ብፁዓን ጳጳሳት ኣባይቲ ምኽሪ ሓቆፍ ናይ ብፁዓን ጳጳሳት ቤት ምኽሪ ኣባላት ብናይዚ ብፁዓን ጳጳሳት ኣባይቲ ምኽሪ ሊቀ መንበር ናይ ኤስተርጎምን ቡዳፐስትን ሊቀ ጳጳሳት ብፁዕ ካርዲናል ፐተር ኤርዶ ዝተመርሐ ጉጅለ ብፁዓን ጳጳሳት ቤት ምኽሪ ኤወሮጳ ተቐቢሎም ከምዘዘራረቡ ነቲ ዝተኻይደ ርክብ ዝተኸታተላ ናይ ቫቲካን ረዲዮ ልኡኽቲ ጋዜጠይና ጋብሬላ ቸራዞ ሓቢረን። እቲ ዝተኻየደ ርክብ ኣብ ናይ ሃይማኖት ነጻነትን ናይ ዝተፈላለያ ኣቢያተ ክርስቲያን ከይዲ ውህደትን ኣብ ማሕበራዊ ስነ ምግባር ሕቶታት ንማሕበረ ክርስትያን ኤውሮጳን ኣብ ዝብ ...»

|

|
ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ.፦ ክርስቲያናዊ ፍስሃ ቅጽበታዊ ሓጎስ ዘይኮነስ ናይ ኢየሱስ ህያብ እዩ

 ከምቲ ልሙድ ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ኣብ ሃገረ ቫቲካን ሕንጻ ቅድስቲ ማርታ ኣብ ዝርከብ ቤተ ጸሎት ትማሊ ንጎሆ ብናይ ቅድስቲ መንበር ናይ ዜናን ክፍሊ ማኅተም ሓላፍን ናይ ቫቲካን ራዲዮ ዋና ኣመሓዳርን ኣባ ፈደሪኮ ሎምባርዲ ዝተሰነየ ሓደ ጉጅለ ናይ ራዲዮ ቫቲካን ሠራሕተይናታት ዝተሳተፍሉ ምስ ናይ መሪዳ ሊቀ ጳጳሳት ብፁዕ ኣቡነ ባልታዛር ኤንሪከ ፖራስን ምስ ናይ በነዲክቶስ ገዳማውያን ማሕበር ቀዳሜ ኣበምኒየት ኣባ ኖትከር ዎልፍ ሓቢሮም ኣብ ዝሰርዕዎን መስዋዕተ ቅዳሴ፦ “ክርስቲያን ናይ ፍስሃ ሰብ እዩ” ኣብ ዝብል ቅዉም ሓሳብ ኣማእኪሎም ኣብ ዘስምዕዎ ስብከት፦ “ክርስቲያን ናይቲ ካብ ኢየሱስ ዝዕደል ሓቀይና ሓጎ ...»

|

|
ብኃጢአትካ ሕፍረት ክስመዓካ እንከሎ ንምሕረት እግዚአብሔር ዘሰናዱ ናይ ትሕትና ኃይሊ ምዃኑ ክንዝንግዕ የብልናን፣

ቅ.አ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ አብ ናይ ትማሊ ቃለ ወንጌል አመልኪቶም ነቲ ቅ.ዮሐንስ አብ መልእኽቱ “እግዚአብሔር ብርሃን ኢዩ አባኡ ጸልማት ዝበሃል የሎን” ካብ ዝብል ነቂሎም “ኩልና አብ ሕይወትና ገለ ገለ ጸልማት አሎና፣ ወረግ ሓንሳብ ሓንሳብ ሕልናናውን ክ ዓርበናን ክጽልምተናን ይከአል፤ እዚ ግን ብጸልማት ምምልላስ ማለት አይኮነን፣ እንክብሉ ጕዕዞ ሕይወትና ቃልሲ ምዃኑ ገሊጾም፣ “ብጸልማት ምምልላስ ማለት ብገዛእ ርእስኻ ዓጊብካ ድሕነት ከምዘየድልየካ ኮንካ ምምልላስ የስምዕ፤ ጸላማት ዝበሃሉኸስ እዚኦም ኢዮም! በዚ አተሓሳስባ እዚ ዝጐዓዝ አብ ጸልማት ይመላለስ፣ ካብዚ ንድሕሪት ክትምለስ ቀሊል አይኮነን፣ ኮይኑ ቅዱስ ዮሓን ...»

|

|
ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ፦ ብፍቕሪ ዝተነቓቕሔን ብእምነት ዝጸንዔን ብርታዔ ይሃልኹም

 ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ እቶም ኣብ 1506 ዓ.ም. ብመርሕነት ር.ሊ.ጳ. ጁሊዮ ዳግማዊ ዝቖመ ናይ ቅድስቲ መንበር ጳጳሳዊ ሓለውቲ ጸጥታ ስዊዘርላንድ በዓል ምስረታ ምኽንያት ናይ ጳጳሳዊ ሓለውቲ ጸጥታ ስዊዘርላንድ ኣባላትን ስድራ ኣባይቶምን ኣብ ቅድስቲ መንበር ቅዱስ ቀለመጦስ ናይ ጉባኤ ኣዳራሽ ተቐቢሎም መሪሕ ቃል ከምዝግለገሱን ኣብቲ ስነ ስርዓት ናይ ፈደራላዊት ስዊዘርላንድ ርእሰ ብሔር ኡኤሊ ማውረር ከምእተሳተፉ ነቲ ዝተኻየደ ርክብ ዝተኸታተላ ልእኽቲ ጋዜጠይና ራዲዮ ቫቲካን ሮበርታ ጂሶቲ ሓቢረን። እቲ ዝኽሪ በዓለ ምስረታ ጳጳሳዊ ሓለውቲ ጸጥታ ስዊዘርላንድ፣ ንጐሆ ኣብ ቅዱስ ጴጥሮስ ባዚሊካ ናይ ቅድስቲ መንበ ...»

|

|
ክርስቶስ ሕመረት ሕይወትና ኢዩ

አብዚ ጊዜ እዚ ካብቲ ልሙድ ተግባራት ቤተ ክርስትያን ብዙሕ ነገራት ይበኵር ከምዘሎ ርዱእ ኮይኑ ድሕሪ ር.ሊ.ጳ በነዲክቶስ መበል 16 ትማሊ ሮቡዕ ናይ መጀመርያ ሮቡዕ ብዘይ ሶሙናዊ ሓፈሻዊ ትምህርተ ክርስቶስ ሓሊፋ፣ አብ ዘመነ ር.ሊ.ጳ በነዲክቶስ መበል 16 ብአጠቃላሊ 348 አስተምህርቶታት ሓፈሻዊ ትምህርተ ክርስቶስ ዝቀረበ እንክኸውን ልዕሊ ሓሙሽተ ሚልዮን ምእመናንን ነጋድያንን ተሳቲሮሞ፣ አብዚ ዝተዋህበ አስተምህሮታት ሕይወት ሓዋርያትን ትምህሮትምን ዓበይቲ ቅዱሳንን ቅዱሳትን ቤተ ክርስትያንን ትምህርቶምን ምስክርነቶም ከማኡ እውን ዓመት ቅዱስ ጳውሎስን ካልኦትን ክሳብ እዚ ጀሚሮም ዝሓለፉ ዓመተ እምነትን አብ ጸሎት አተኵሮ ...»

|

|
ዝኽረ ብዓለ ኪዳነ ምሕረት

“ወታሥተስርዪ ኃጢአተ ሕዝበኪ ተበውሐ ለኪ እምአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ከመ ትኩኒ ተንከተመ ለውሉደ ሰብእ ለሕይወት ዘለዓለም” (ዚቅ)። ንባባት፡ ገላትያ 4፡1~12፥1ዮሓ1፡4~8፥ግ.ሓ.1፡13~15፥ሉቃስ 1፡39~57። ምስባክ፡ ዘያነብራ ለመካን ውስተ ቤቱ፥ ወያስተፈስሓ ልእመ ውሉድ፥ ዘያነብራ ለመካን ውስተ በቱ። “ንመኻን አደ ቖልዑ ገሩ አብ ቤት ብሓጎስ የንብራ” መዝ. 113፡9።
እስመ ትቤ ለዓለም አሓንጽ ምሕረተ በሰማይ ጸንዐ ጽድቀከ፥ ኪዳን ተካዮድኩ ምስለ ኅሩያንየ። “ንዓለም ምሕረት ክገብር እዩ፥ አብ ሰማይ ኪዳንካ ጽኑዕ እዩ፥ ምስቶም ሕሩያነይ ኪዳን አትየ እየ” መዝ. 89፡1~2።
ዓመታዊ ብዓል እኖና ኪዳነ ምሕረ ...»

|

|
ዓለም ሓቆፍ መዓልቲ መንእሰያት 2013 ሪዮ ደጃነይሮ

እቲ ካብ ዕለት 23 ክሳብ ዕለት 27 ሓምሌ 2013 ዓ.ም. ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ኣብ ብራዚል ከተማ ሪዮ ደጃነይሮ ንኽካይድ ዝወሰንዎ ብኵላዊት ቤተ ክርስትያን ዝዳለው ዓለም ሓቆፍ መዓልቲ መንሰያት ምኽንያት ናብ ብራዚል ዝነቕል መንፈሳዊ ነጋድን ተሳተፍትን ካብ ዝርከብሉ ዓዲ ካብ ዝርከብ ናይ ብራዚል ቤት  ጽሕፈት ልኡከ መንግስቲ ዝሓቶ ናብ ብራዚል መእተዊ ፍቓድ ዝኽፈል ግብሪ ናጻ ክኸውን ናይታ ሃገር መንግስቲ ዘጽደቖ ውሳኔ ከምዘመልክቶ ናይ ረፓብሊካዊት ብራዚል ወግዓዊ ጋዜጣ ሓቢሩ። እቶም ኣብቲ ዓለም ሓቆፍ መዓልቲ መንሰያት ክሳተፉ ዝደልዮ ናይቲ ካብ ግብሪ ናጻ ዝገብር ውሳኔ ተጠቕምቲ ንኽኾኑ ሕቶ ዘቕርብሉ ቀጥዒ ኣብ ና ...»

|

|
በነዲክቶስ በመል 16 እተሰምየ ሓድሽ ቤት ሕክምና ሕጻናት ኣብ ሮማ

ትማሊ ንጎሆ ሮማ ጥቓ ከባቢ ባሲሊካ ቅዱስ ጳውሎስ ፎሪ ለ ሙራ እተሰምየ ክፍሊ ከተማ ዝተሃንጸ ንኽብሪ ተኸታሊ ቅዱስ ጴጥሮስ ተባሂሉ በነዲክቶስ መበል 16 ዝብል መጸውዒ ስም ዝተውሃቦ ጨንፈር ናይ ቤት ሕክምና ሕጻነ ኢየሱስ ክፍሊ ሕክምና መውሃቢ ሕጻናት ዝኾነ ሓድሽ ናይ ሕጻናት ቤት ሕክምና  ተመሪቑ ከምእተኸፍተ እንክሕበር ነቲ ቤት ሕክምና መሪቖም ዝኸፈቱ ናይ ቅድስቲ መንበር ዋና ጸሓፊ ብፁዕ ካርዲናል ታርቺዚዮ በርቶነ ከምዝኾኑ ልኡኽቲ ጋዜጠይና ራዲዮ ቫቲካን ሮበርታ ጂሶቲ ሓቢረን። እዚ ኣብ 2013 ዓ.ም. ወርሒ ጥሪ ኣገልግሎት ምሃብ ዝጅምር ቤት ሕክምና ሕጻናት እዋናውን ዓቢይን ናይ ሕክምና ተቛም እውን ምዃኑ ብፁዕ ካርዲና ...»

|

|

 ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ናይ ቅድስቲ መንበር ዋና ጸሓፊ ብፁዕ ካርዲናል ታርቺዚዮ በርቶነ ፍሪማ ዝተነብሮ ናብቲ ኣብ ፈረንሳ ሉርድ ዲያቆናዊ ሕይወት 2013 ዓ.ም. ብዝብል መርሕ ቃል ዝተሰየ ብሔራዊ ጉባኤ፦ ማሕበረ ክርስቲያን እቲ ናይ ፍቕሪ ምልክት ዝኾነ ማዕጾ ማሕበረ ክርስቲያን ብምስጢረ ፍቅሪ ተነቓቒሕኩ ንድኻታት ከርህውን፣ ናይቲ ዝስዋዕ ፍቕሪ መራኸብን ኰይኑ ኣገልግሎትን ፍቕርን ዝንበረሉ ዲያቆናዊ ስፍራ ክኸውን ኣለዎ” ዝብል ሓሳብ ዘማእከለ መልእኽቲ ከምዘመሓላለፉ ናይ ቅድስቲ መንበር መግለጺ ሓቢሩ። እቲ “ነገልግሎት ሕውነታዊ፣ ቤተ ክርስቲያናዊ ምንባርና ምስ ድኻታት” ብዝብል ኣርእስቲ ተመርሑ ናይ ፈረን ...» |

 ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ኣብ ሃገረ ቫቲካን ሓዋርያዊ መንበሮም ናይ ፈደራላዊት ስዊዘርላንድ ርእሰ ብሔር ኡኤሊ ማውረር ተቐቢሎም ከምዘዘራረቡ ክምልከት እንከሎ፣ ኣብቲ ርክብ ኣብ ናይ ሰብኣዊ መሰልን ክብርን ሰላምን ፍትሕን ዘማእከለን እዞም ክቡራት ዋጋታት ንምርግጋጽን ኣብ ዓለም ንምንቕቓሕን ንምርግጋጽን ኣብ ዝግበር ጻዕሪ ዘሎ ምትሕብባር ቅድስቲ መንበርን ስዊዘርላንድን ንምሕያል ኣብ ዝብል ርእሰ ጉዳይ ዝርርብ ከምእተኻየደ ናይ ቅድስቲ መንበር ዜናን ክፍሊ ማሕተምን መግለጺ እንከመልክት፣ ርእሰ ብሔር ማውረር ካብ ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ተፋንዮም ብናይ ቅድስቲ መንበር ናይ ወጻኢ ርክባት ጉዳይ ሓላፊ ብፁዕ ኣቡነ ዶሚኒ ...» |

 ኣብ ቦሊቪያ ርእሰ ብሔር ሞራለስ ገለ ገለ ብፁዓን ጳጳሳት ናይቲ ኣብ ገለ ገለ ኣቢያተ ክርስቲያን ዝተዘርፈ ንብረት ተሓተቲ ገዛእ ርእሶም እያቶም እንክብሉ ዝፈነውዎ ወቐሳ ናይ ቦልቪያ ናይ ሳንታ ክሩዝ ሊቀ ጳጳሳት ብፁዕ ካርዲናል ኹልዮ ተራዛዝ መሰረት ዘይብሉ ክሲ እንክብሉ ነጺጎም ዝኾነ ይዅን ጳጳስ ኣገልጋሊ ቤተ ክርስቲያን እዩ፣ እቶም ኣብ ቦሊቪያ ዝርከቡ ጳጳሳት ኣገልገልቲ ቤተ ክርስቲያኖምን ር.ሊ.ጳ. እዮም፣ ቤተ ክርስቲያን ዝዓጽዉን ዝኸፍቱን መፍትሕ ኣብ ጅባኦም ዝሕዙ ማለት ዘይኮነስ ንሕዝበ እግዚኣብሔርን ንዝተናዕቁን ንዝተነጸሉን ኣብ ሕሱም ድኽነት ንዝርከቡ ዘገልግሉ ከምዝኾኑን ሰብኣዊ ነጻነት ብማንም ክገሃስ ዘይብ ...» |

 ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ትማሊ ንጐሆ ኣብ ሃገረ ቫቲካን ሐዋርያዊ መንበሮም ናይ ረፓብሊካዊት ኤኳዶር ርእሰ ብሔር ራፋኤለ ቪንሰንተ ኮረኣ ደልጋዶ ተቐቢሎም ኣብ ማሕበራዊ ፍትሕን ጉዳይ ደቀባትን ዘማእከለ ርእሰ ጉዳይ ከምእተዘራረቡ ናይ ቅድስቲ መንበር መግለጺ ሓቢሩ። ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ኣብ ኤኳዶር ኣብ ዝተፈላለዩ ማሕበራዊ ንጥፈታትን መደብ ሕንጸት ተዋፊራ እተበርክቶ ኣገልግልጎት ኣፍልጦ ዝሃበ ርክብ ከምዝነበረን፣ ኣብ መንጐ ቅድስቲ መንበር ኤኳዶርን ዘሎ ናይ ሓባር ርክብ ቅኑዕን ምክብባርን ዝዓሰሎ ከምዝኾነ ዘረጋግጽን ኣብ መንጐ ቤተ ክርስቲያንን መንግስቲ ኤኳዶር ኣገዳሲ ናይ ሓባር ዘተ ነባርነቱ ዝተሰመረ ...» |

 ትማሊ ንጐሆ ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ኣብ ሃገረ ቫቲካን ሓዋርያዊ ሕንጻ ብናይ ረፓብሊካዊት ማዳጋስካር ናይ መሰጋገሪ መንግስቲ ላዕለዎት ኣካላት ንዝተሰነዩ ርእሰ ብሔር ኣንድሪይ ኒሪና ራጆኤሊና ተቐቢሎም ከምዘዘራረቡ ናይ ቅድስቲ መንበር መግለጺ ሓቢሩ። ርእሰ ብሔር ኣንድሪይ ኒሪና ራጆኤሊና ድሕሪ ፍጻሜ ርክብ ምስ ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ምስ ናይ ቅድስቲ መንበር ዋና ጸሓፊ ብፁዕ ካርዲናል ታርቺዚዮ በርቶነን ምስ ናይ ቅድስቲ መንበር ናይ ወጻኢ ርክባት ጉዳይ ዋና ጸሓፊ ሊቀ ጳጳሳት ብፁዕ ኣቡነ ዶሚኒክ ማምብርቲን ከምእተራኸቡ ዝሓበረ ናይ ቅድስቲ መንበር ቤት ጽሕፈት ዜናንን ክፍሊ ማሕተም ኣስዒቡ፣ ኣብ መንጐ ቅዱስ ኣቦ ...» |

 ቅዱስ አቦና ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት በነዲክቶስ መበል 16 ትማሊ ረፍዲ ዕለት 11 ለካቲት 2013 ዓምፈ፤ ብዛዕባ ቅዱሳን ንምዝርራብ አብ ዝጸውዕዎ ብኮንቺስቶርዮ ዝፍለጥ ጉባኤ ካርዲናላት አብ ዝተኻየደሉ ግዜ ብ28 ለካቲት ብናይ ሮማ ሰዓት አቆጻጽራ ሰዓት ሾሞንተ ናይ ምሸት ካብ ናይ መንበረ ሐዋርያ ቅዱስ ጰጥሮስ ሥልጣኖም ብፍቃዶም ከም ዝወርዱ ብቋኑቋ ላቲን ውግዓዊ መግለጺ ሂቦም። እዚ ሃንደበታዊ ውሳኔ ናይ ቅዱስ አቦና ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት በነዲክቶስ መበል 16 ካብ ርእሰ ሊቃነ ጵጵስንኦም ምውራዶም ንሰበ ሥልጣናት ቅድስቲ መንበርን ንመላእ ዓለምን አሰምቢዱን አገሪሙን። ቅዱስነቶም ሥልጣን ጵጵስንኦም ብወለንቶኦም ንኸገድፍ ...» |
|

|
ቻይና፦ ርእደ መሬት

 ቅድሚ ሰለስተ መዓልቲ ኣብ ቻይና ሲቿን ከባቢ ዝተኸስተ ርእደ መሬት 188 ሰባት ንሞት ሓደጋ 21 ገና ሃለዋቶም ዘይተረኽበን 11 ሺሕ ድማ ንማህሰይቲ ሓደጋ ከምዘቃልዑ ኤሺያን ኔውስ ናይ ዜና ኣገልግሎት ሓቢሩ። ናይ ዝተጉድኡን ናይ ሞ ...»

|

|
ሢመት አባ ኾዘ ሮድሪገዝ ካርባዮ

ቅ.አ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ሎሚ ፍርቂ መዓልቲ ንናይ ሰብ ውፉይ ሕይወትን አባላት ሐዋርያዊ አገልግሎትን እትኃሊ ማኅበር ጸሐፊ ንክኾኑ ክሳብ ሕጂ ናይ ንኡሳን አኃዋት ፍራንቸስካውያን ማኅበር ጠቅላሊ ሓለቃ ኮይኖም ዘግልግሉ ንዝጸንሑ ጥ ...»

|

|
ረፓብሊካዊት ማእከላይ ኣፍሪቃ

  ኣብ ርእሰ ከተማ ረፓብሊካዊት ማእከላይ ኣፍሪቃ ንዝተረኽቡ ናይ ማእከላይ ሃገራት ኣፍሪቃ ናይ ኤኮኖሚ ማሕበረሰብ ሃገራት ብናይ ወጻኢ ጉዳይ ምኒስትራት ዝተመርሔት ጉጅለ ሉእኻትን ናይ ሕበረት ኣፍሪቃ ልኡኻትን ናይ ሕብረት ኤውሮጳ ...»

|

|
ኣርጀንቲና

  ኣብ ታሪኽ ሃገረ ኣርጀንቲና እቲ ኣብ 1976 ዓ.ም. ዝተፈጸመ ዕልዋ መንግስቲ ብትኽክል ዕለት 24 መጋቢት 1976 ዓ.ም. ስልጣን ዝጨበጠ ክሳብ 1983 ዓ.ም. ዝነበረ ወተሃደራዊ ምልካዊ ስርዓት ኣብ ልዕሊ ንጹሓን ዜጋታ ዝፈጸ ...»

|

|

ብምኽንያት ዝኽሪ መበል 50 ዓመት ካልኣይ ጉባኤ ቫቲካን ሎ ሶርቫቶረ ሮማኖ እተሰምየ ናይ ቅድስቲ መንበር ዕለታዊ ጋዜጣ ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. በነዲክቶስ መበል 16 ብዛዕባ ካልኣይ ጉባኤ ቫቲካን ኣመልኪቶም  ብዝደርስዎ ሰመን ኣብ ቀዳማይ ገጽ ብምንባር ብዛዕባ ዝኽሪ መበል 50 ዓመት ካልኣይ ጉባኤ ቫቲካን ዘቕርቦ መደብ ፍሉይ ሕትመት ከምዝበገሰ ናይ ቅድስቲ መንበር መግለጺ ሓቢሩ። ሎ ሶርቫቶ ...» |

|
ነዙይ ዝበሉ ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ በነዲክቶስ መበል 16 ትማሊ ሮᎄዕ አብ ቅርዓት ቅዱስ ጴጥሮስ ነቲ ዝሓለፈ ሶሙን ሓደ ካብ ምንጪ ትምህርቲ ጸሎት ቢሎም ዝገለጽዎ ሥርዓተ አምልኾ ዝጀመርዎ አስተምህሮ ብምቅጻል ኢዩ፣ ሥርዓተ ሊጡርጊያ ማለት አብቲ ክርስቶስ ብመንፈስ ቅዱስ ናብ አᎇኡ ዘቅርቦ ጸሎት ምስታፍ ከምዝኾነ እዚ ከአ ምስታ ብዘይ ብ አ አ ንክርስቶስ ክንረክበሉ ዘይከአል ቅድስት ቤተ ክርስትያን ...» |
 |
ፍጻሜታት |

ናይ ቤተ ጳጳስ ኅየንተ ሰነድ ከምዝሕብሮ ር.ሊ.ጳ. ብፁዕ ዮሓንስ መበል 23 ንፍፈለማ ግዚ ገና ተመሃራይ ዘርኣ ክህነት እንከለዉ ዕለት 20 መስከረም 1900 ዓ.ም. ኣብ ሎሬቶ ማርያማዊ ቅዱስ ስፍራ ብዓመት ኢዮቤል ምኽንያትን ድሓር እውን ኣብ ፈረንሳ ናይ ቅድስቲ መንበር ሓዋርያዊ ልኡኽ ከይኖም ዘገልግልሉ ኣብ ዘነርሉ  እዋን ዕለት 27 መስከረም 1950 ኣብ ሎሬቶ ማርያማዊ ቅዱስ ስፍ ...» |

ኣብ ኢጣሊያ ከተማ ሪሚኒ “Comunione e Liberazione- ሱታፌን ሓርነትን” እተሰምየ ካቶሊካዊ ምንቅስቃስ በቢ ዓመቱ ዘዳልዎ ዓወደ መጽናዕቲ ብምቕጻል ናይ ለብዘበን ኣብታ ናይቲ ማሕበረሰብ ሱታፌን ሓርነትን መሥራቲ ነፍሰ ሄር ክቡር ኣባ ልዊጂ ጁሳኒ “ሃይማኖታዊ ስምዒትን ትርጉምን” ብዝብል ኣርእስቲ  ዝደረስዋ ዓባይ ናይ መጽናዕቲ ሰነዳዊት መጽሓፍ ኣደጊፉ ጽባሕ ዝዛዘም መበል 3 ...» |

ኣብ ታይዋን ናይ ስነ መንፈሳውነት ማእከል ቻንጉሁዋ ነቲ በቢ ዓመቱ ብኵላዊት ቤተ ክርስትያን ዝዳለው ዓለም ሓቆፍ መዓልቲ መንእሰያት ኣማእኪሉ ብዛዕባ ናይ መንእሰያት ሓዋርያዊ ግብረ ኖልዎ ዝዘተየ ናይ ሰለስተ መዓልቲ ዓወደ መጽናዕቲ ቅድሚ ትማሊ ከምእተዛዘመ ዝሓበረ ኤሺያን ኔውስ ናይ ዜና ኣገልግሎት፣  ኣብቲ ዓወደ መጽናዕቲ ካብ ስልሳ ንላዕሊ ዝግመቱ ኣብ ናይ መንእሰያት ሓዋርያዊ ግብረ ኖል ...» |
|
| ናይ ሰናብቲ ምንባብ ቅዱስ መጽሓፍን ስብከትን |
|

“ይትፌሣሕ ሰማይ ወትትሐሠይ ምድር”
“ሰላመ ይጸጉ ለነገሥት ለአሕዛብ ወለበሐውርት” መዝሙር፡ ይትፌሣሕ ሰማይ ወትትሐሠይ ምድር.. . . ። “ሎሚ አብ ሰማያት ዐቢይ ታሕጓስ ኮይኑ እዩ፥ ምድሪ ከአ ብደም ክርስቶስ ተሓጺባ ፋሲካ ትገብር አላ፥ ትንሣኤኡ አብ ሰንበት ገበሮ ከም ነዳዲ እሳት ናብ ሲኦል ወረደ፥ አብኡ ነቲ ማዕጾ ሓጺን ሰበሮ፥ አብ ሳልሳይ መዓልቲ ንሞት ሰዓሮ ንኃይሊ ጸልማት አባረሮ ...» |

“ወትቤ ሲኦል አይ ውእቱ ዝንቱ ዘእም ሥልጣንየ ሥጋ ለቢሶ ዘሞዐኒ፥ መኑ ውእቱ ዝንቱ ዘምድረ ለብሰ፥ ውእቱኬ ሰማያዊ ውእቱ።” ንባባት 2ቆሮ 5፡6~ፍ፥ 1ጴጥ 3፡15~ፍ፥ ግ.ሓ. 3፡12~4፡5፥ ሉቃ 24፡1~12 ምስባክ፡ አንሰ ሰከብኩ ወኖምኩ፥ ወተንሣእኩ እስመ እግዚአብሔር አንሥአኒ ኢይፈርህ እምአእላፍ አሕዛብ። “ተገምሰስኩን ድቃስ እውን ወሰደኒ፥እግዚአብሔር ስለ ዘተንስአኒ ካብቶም አእላ ...» |

መዝሙር፡ ወእንዘ ሰሙን በዓለ ፋሲካ ቀርቡ አርዳኢሁ. . . . ። ንባባት፡ ፊሊጵ 2፡6~11፥ 1ጴጥ 4፡1~12፥ ግ.ሓ. 18፡12~ፍ፥ ሉቃስ 19፡ 29~40 ምስባክ፡ብሩክ ዘይመጽእ ብስመ እግዚአብሔር፥ ባረክናክሙ እምቤተ እግዚአብሔር፥ እግዚአብሔ እግዚእ አስተርአየ ለነ” “ እቲ ብስም እግዚአብሔር ዝመጽእ ብሩኽ እዩ፤ አብ መቕደስ እግዚአብሔር ኮና ንባርኸኩም አሎና፤ እግዚአብሔር ጎይ ...» |

“ካልአይ ጊዜ ክንውለድ ይግብአና” መዝሙር፡ ሖረ ኀቤሁ ዘስሙ ኒቆዲሞስ ወይቤሎ ለኢየሱስ. . . . . . . . ። “ኒቆዲሞስ ዝስሙ ናብ ኢየሱስ ከደ ረቢ ሊቅ ንስኻ መምህር ኮንካ ካብ አምላኽ ከም ዝመጻእካ ንሕና ብአኻ ንአምን ኢና ከም ወዲ አምበሳ በጥ ኢልካ ደቂስካ ብትንሣኤኻ አተንስአኒ”። ንባባት ሮሜ 7፡1~14፥ 1ዮሓ 4፡1~10፥ ግ.ሓ.5፡34~ፍ፥ ዮሓ 3፡1~ 21 ምስባክ፡ ሐወጽከ ...» |

መዝሙር፡ “መኑ ውእቱ ግብር ኄር ወምእመን ዘይረክቦ እግዚኡ በምግባረ ሠናይ።” “መን እዩ እቲ ሕያዋይን እሙንን አገልጋሊ ንጎይትኡ ጽቡቅ ክገብር ዝጸንሖ እሞ ጎይትኡ አብ ልዕሊ ኵሉ ገንዘቡ ዝሸሞ እንደገና ከአ ሕያዋይን እሙንን አገልጋሊ ብሒደት ተአሚናካ ኢኻ እሞ አብ ብዙኅ ክሸመካ እዩ፥ ናብ ታሕጓስ ጎይታኻ እቶ”። ንባባት፡ ፍሊጲ 3፡8~14፥ 1ጴጥ 2፡11~19፥ ግ.ሓ.16፡9~18፥ ዮሓ 8፡ ...» |

መዝሙር፡ እንዘ ይነብር እግዚእነ ውስተደብረ ዘይት. . . . . ። ንባባት፡ 2ቆሮ 5፡17~21፥ 2ጴጥ 3፡7~15፥ ግ.ሓ. 24፡1~21፥ ሉቃ 15፡1~32 ምስባክ፡ “ እግዚአብሔርሰ ግሃደ ይመጽእ ወአምላክነሂ ኢያረምም፥ እሳት ይነድድ ቅድሜሁ” ‘እግዚአብሔር ግልጺ ኮይኑ ክመጽእ እዩ፥ አምላኽና ክመጽእ እዩ ሱቕ እውን አይብልን እዩ፥ ሓዊ አብ ቅድሚኡ ይቃጸል’ መዝ.50፡3። አብ ናይ ሎ ...» |

መዝሙር፡ አምላኩሰ ለአዳም . . . . ። ንባባት፡ 1ቆሮ 10፡1~12፥ ያዕ 5፡14~ፍ፥ ግ.ሓ. 3፡1~12፥ ሉቃስ 13፡1~9 ስብከት፡ እግዚአብሔር ይረድኦ ውስተ ዓራተ ሕማሙ፥ ወይመይጥ ሎቱ ኵሎ ምስካቢሁ እምደዌሁ፤ አንሰ እቤ እግዚኦ ተሣሃለኒ፥ “ ሓሚሙ ምስ ደቀሰ እግዚአብሔር ይድግፎ፥ ካብ ሕማሙ ድማ የሕውዮ። አነኸአ ኦ ጎይታይ በዲለካ እየ እሞ ምሓረኒ ካብ ሕማመይ ከአ አሕውየኒ” መዝ ...» |

መዝሙር፡ ቦአ ኢየሱስ ምኵራበ አይሁድ ወመሃረ ቃለ ሃይማኖት. . . . . ንባባት፡ ፍሊጲ 3፡17~4፦1፥ ያዕ 4፡1~12፥ ግ.ሓ 5፡17~3፥ ሉቃ 9፡28~36 ስብከት፡ “እስመ ቅንአተ ቤተከ በልዓኒ፥ ትዕይርቶሙ ለእለ ይትዔየሩከ ወድቀ ላዕሌየ፤ ወቀጻዕክዋ በጾም ለነፍስየ” ንቤትካ ዘሎኒ መንፈሳዊ ቕንኢ ከም ሓዊ የንድደኒ አሎ፥ ጸርፊ እቶም ዝጸርፉኻውን አባይ ወደቐ፥ ንነፍሰይ ብጾ ...» |

መዝሙር፡ ግነዩ ለእግዚአብሔር ወጸውዑ ስሞ. . . . ። ንባባት፡ ሮሜ 10፡8~13፥ 1ጴጥ. 1፡13~ፍ፥ ግ.ሓ. 10፡7~30፥ ሉቃስ 4፡1~13 ስብከት፡ “እግዚአብሔርሰ ሰማያት ገብረ፥ አሚን ወሰናይት ቅድሜሁ። ቅድሳት ወዕበየ ስብሓት ውስተ መቅደሱ” “እግዚአብሔር ግና ሰማያት ገብረ፥ ግርማን ክብርን ይኸቦ፥ መቕደሱ ኸአ ብኃይልን ጽባቐን ምሉእ እዩ” መዝ። 96፡5። መዝሙር፡ ንእግዚአብሔ ...» |

መዝሙር፡ተቀነዩ ለእግዚአብሔር በፍርሓት. . . . . ንባባት፡ ዕብ 13፡7~17፥ ያዕ 4፡6~ፍ፥ ግ.ሓ. 25፡13~ፍ፥ ማቴ 6፡1~19 ምስባክ፡ ተቀነዩ ለእግዚአብሔር በፍርሃት፥ ወተሓሰዩ ሎቱ በርዓድ፥ አጽንዕዋ ለጥበብ ከመ ኢይትመዐዕ እግዚአብሔር። “ንእግዚአብሔር ብፍርሃት አገልግልዎ፥ ብርዓድ ከአ ስገዱሉ፥ እግዚአብሔር ከይኩሪ ንጥበብ አጽኒዕኩም ሓዝዋ” መዝ. 2፡11። መዝሙር ...» |

መዝሙር፡ ወብዙኃን ኖሎት . . . ። ንባባት፡ ሮሜ 9፡1~17፥ 1ጴጥ 2፡12~19፥ ግ.ሓ. 7፡6~16፥ ዮሓ 4፡1~25 ስብከት፡ 1.አግረረ ለነ አሕዛበ ታሕተ እገሪነ፥ ወኃረየነ ሎቱ ለርስቱ፥ ሥኖ ለያዕቆብ አፍቀረ። 2. በማኅበር ባርክዎ ለእግዚአብሔር፥ ወለአምላኽነ በአንቅዕተ እስራኤል፥ ህየ ብንያም ወረዛ በኃይሉ” መዝ. 68፡26። መዝሙር፡ “ያዕቆብ ዕጡቕ ሕቚኡ ክሳብ ዝመጽእ ብዙሓት ጓሶ ...» |

“ናይ ካልኣይ ጉባኤ ቫቲካን መጻኢ፣ ሰነዳቱን፣ ንዳግመ ርኽበት ሃብትታቱ” ብዝብል ርእሰ ጉዳይ ዘምርሔ ብዛዕባ ካልኣይ ጉባኤ ቫቲካን ኩለንተናዊ መእተውን መብርህን ሰንዳትን ውሳኔታትን ካልኣይ ጉባኤ ቫቲካን ብምኽንያት ዝኽሪ መበል 50 ዓመት ካልኣይ ጉባኤ ቫቲካን ዝተደርሰ ሓድሽ መጽሓፍ ትማሊ ኣብ  ራዲዮ ቫቲካን ሕንጻ ናይ ጉባኤ ኣዳራሽ ንንባብ ከምዝበቕዔ እንክፍለጥ፣ ድሕሪ እቲ ዝተኻየ ...» |
|