2018-07-02 16:46:00

ተዋሰእቲ ናይ ሓባር ዘተ፡ ቅድስቲ መንበርን ላዕለዎት ሰበ ስልጣን መንግስቲ ቻይናን


ብዛዕባ ዴስነታዊ ርእየት ዓለም በመቆል ዘለዎም ናይ ፖሊቲካ ምንቅስቃሳት ቤተ ክርስቲያንን ብፍላይ ኣርእስተ ሊቃነ ጳጳሳትን ነቲ ፖለቲካዊ ሃልዮን ሰብኣዊ ፍጥሩ ፈልዮም ብምርአይ፡ ተቐባልነት ዘይብሎም ፖለቲካውያን ሃልዮ ብምኹናን በዚ መዳይ’ዚ ናይ ሓባር ዘተ ተካይድ።

ኣብ ናይ ቀረባ ታሪኽ፡ ኣብ እዋን ር.ሊ.ጵጵስና ቅዱስ ዮሓንስ ጳውሎስ ዳግማዊ ምስ መንግስቲ ቻይና ዝተፈላለዩ ርክባት ከምእተሳለጠን፡ እዚ ኸኣ እቲ ናይ ሓባር ርክብ እንተተበገሰን ከምቲ ዝድለዮ እውን ውጽኢት እውን እንተዘየዕተረ፡ ቅድስቲ መንበር ከየማተኤት እቲ ናይ ሓባር ርክብ በቲ ናይ ዝሓለፈን እዋናውን ዝዀነ ሃይማኖታዊ ድዩ ቅድስቲ መንበር ኣብ ዓለም መድረኽ ዘለዋ መርገጽን ጽልዋ ብዘይብሉ ኩነት ንመንግስቲ ቻይና ዘለዋ ኣኽብሮት ብዝገልጽ  ከይዲ መሰረት ንቕድሚት ክብል ናይ ወትሩ ጻዕራ እዩ።

ብተመሳሳሊ መንገዲ ኣብ መንጐ ሃልዮኣዊ መርገጺን ኣገዳስነት ናይ ሓባር ዘተን ዝብል ኣሰራርሕ ናይ ቻይና ዴሳዊ ፖለቲካ ስርዓት ነቲ ምስ ቅድስቲ መንበር ዘሎ ርክብ መመዘኒ ገይሩ ዋላ’ኳ ፍልስፍናውን ናይ ሃይማኖት ትግባሬ ኣብ ዝምልከት ጉዳይ ዘለዎ ቅድመ ፍርዲ ትሑዝ ዝገበረ እውን እንተዀነ፡ ኣብ መላእ ቻይና ዝተብጽሔ  እውን ኣይኹን ብሓፈሻኡ ሰለይ እናበለ ካብ ኣሳዶ ኣብ ልዕሊ ማሕበረ ክርስቲያን ናብቲ ናይ ነፍሲ ወከፍ ሰብ እምነተ ሃይማኖት ምኽባር ናብ ዝብል ኣንፈት ኣበለ።

ዮሓንስ ጳውሎስ ዳግማዊ ኣብ 2001 ዓ.ም. ምስ መንግስቲ ቻይና ናይ ሓባር ዘተ ዘለዎ ኣገዳስነት፥ ቅድስቲ መንበር ብስም መላእ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ምእንቲ ረብሓ መላእ ዘርኢ ሰብ፡ ምስ ናይ ቻይና ሕዝባዊት ረፓብሊካዊት መንግስቲ ናይ ሓባር ዘተ ዝኽወነሉ ባይታ ምርግጋጽ ኣገዳሲ እዩ፡ ስለዚህ ብሓባር ምእንቲ ረብሓ ሕዝቢ ቻይናን ምርግጋጽ ሰላም ኣብ መላእ ዓለምን ምዕያይ ኣገዳሲ ምዃኑ እአምን (ዕለት 24 ጥቅምቲ 2001 ዓ.ም. ናብ ዓለም ሓቆፍ ዓውደ ጉባኤ ዛዕባ ማተዮ ሪቺ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ) ከምዝበሉ ይዝከር፡ ኣብ 2007 ዓ.ም. ቅዱስነቶም ልሂቅ ር.ሊ.ጳ. በነዲክቶስ መበል 16 ናብ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ኣብ ቻይና ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ኣብ ቻይና ናይታ ሃገር ቅርጽን ምሕደራን ንምቕያር ዝሃቀነ ተልእኾ ዘይኰነስ እንታይደኣ ንኣህዛብ ክርስቶስ ምብሳር ዝብል እዩ(መልእኽቲ ኣብ ቻይና ንእትርከብ ቤተ ክርስቲያን ፍቕ. 4 ረአ)።

ብተደጋጋሚ እውን ቅዱስነቶም ልሂቅ ር.ሊ.ጳ. በነዲክቶስ መበል 16 ኣብታ ናብ ቻይና ካቶሊካዊት ቤተ ክርስቲያን ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ልክዕ ከምቲ ቅድሚኦም ዝነበሩ ቅዱስ ዮሓንስ ጳውሎስ ዳግማዊ፥ ቅድስቲ መንበር ምስ ህዝባዊት ረፓብሊክ ቻይና ክትዝትይ ክፍቲ እያ ቢሎም እቲ ናይ ሓባር ርክብን ምትሕብባርን ብጭቡጥ ዘረጋግጽ መገዲ ተኸዊኑ ንምርኣይ ምንዮተይ እዩ፡ ምኽንያቱ ምሕዝነት ብርክብን ብምትሕስሳብን ኣብ እዋን ሓጐስን ሓዘንን ኩሉ ብምቕርራብ ምክፋልን ብሕድ ሕዳዊ ምድግጋፍ ስለ ዝሓልፍ (ፍቕ. 4 ረአ) ብሓደ ሸነኽ ናይ እምነት ቡሶላን ሓዋርያዊ ግብረ ኖላዊ ጥበብን ናትካን ናይ ካልእን ብዘይ ምዝንጋዕ እቲ ኣብ ዓውዲ ዘሎ ዝተሓላለኸ ሕቶ ልብውት ገርካ ወይ ግንዛበ ብምሃብ ነቲ ምስ ሕጋዊ ናይ ቻይና በርገሳዊ መንግስቲ ዘሎ ቀዋሚ ምስሕሓብ ነቶም ህልዋት ሕቶታት ብትሕትና መፍትሒ ምድላይ (ቍ. 4 ረአ)።

ናይ ቅዱስ ኣቦና ር.ሊ.ጳ. ፍራንቸስኮ ስልጣናዊ ትምህርትን ተግባርን ነቲ ቅድሜኦም ናይ ዝነበሩ ኣርእስተ ሊቃነ ጳጳሳት መገዲ ዝኽተል ኰይኑ፡ ኣብ መንጐ ቅድስቲ መንበርን ቻይናን ናይ ሓባር ዘተ የተባብዑ። ምስ መንግስቲ ቻይና ዝተፈጸመ ናይ ወግዓዊ ናይ ሓባር ስምምዕ ብንቕሓትን ጥንቃቔን ምጽናዕን እዚ እውን ንነዊሕ ኣሚትካ ብምስትውዓልን ልልያንን ብዘይስልክይናን ብእግዚኣብሔር ተኣማሚንካ ኣብ ምቕጻሉ የተባብዑ፡ እዚ ኸኣ ቅዱስ ኣቦና ኣብ ዝተፈላለየ እዋንን ብዝተፈላለየ መገዲ ነታ ዓባይ ሃገር ቻይና ክበጽሑን ምስ ናይታ ሃገር ርእሰ ብሔር ክራኸቡን ብዝገልጽዎ ዘለዎም ድላይ የመላኽትዎ።








All the contents on this site are copyrighted ©.