ማኅበረሰባዊ መርበባት:

ጽማቍ ትሕዝቶ መርበብ:

ሬድዮ ቫቲካን

ምስ ዓለም ዚዋሣእ ድምፂ ር.ሊ.ጳጳሳትን ቤተ ክርስቲያንን

ቋንቋ:

ሐዋርያዊ ምብጻሕ

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ኣብ ሳን ጆቫኒ ሮቶንዶ

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ኣብ ሳን ጆቫኒ ሮቶንዶ

ውርሻ ቅዱስ ኣባ ፕዮ ጸሎትን ኣብ ቅድሚ እግዚብሔር ንእሽቶይ ኰንካ ምቅራብን ጥበብን እየን! ር.ሊ.ጳ

19/03/2018 11:14

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ኣብ ሳን ጆቫኒ ሮቶንዶ ንዝኽሪ ቅዱስ ኣባ ፕዮ ኣብ ዘዕረግዎ ቅዳሴ ‘ንቅዱስ ኣባ ፕዮ ክነድንቆ ጥራይ ኣይንንበር! እምነት ብዝመልኦ ጸሎትን ንጽጉማት ብምግልጋልን ኣብ መንበረ ኑዛዜ ምስ እግዚብሔር ብምርኻብን ንምሰሎ!` እንክብሉ ካብዚ ዓቢ ቅዱስ እንወርሶም ዓበይቲ ነገራት ኣመልኪቶም፣

ር.ሊ.ጳ ኣብ ባዚሊካ ሳንታ ማርያ ማጆረ

ር.ሊ.ጳ ኣብ ባዚሊካ ሳንታ ማርያ ማጆረ

ተስፋ ዝህበናስ ሓሳባትን ተክኖሎጂካዊ ምዕባሌን ዘይኮንስ እታ ኣብ ማእከል ማይ ኣይሂ ዘላ ኪዳነ ምሕረት ኣደና እያ! ር.ሊ.ጳ

29/01/2018 19:05

ብባዚላካ ሳንታ ማርያ ማጆረ ዝፍለጥ ኣብ ሕምብርቲ ሮማ ዝርከብ ቤተክርስትያን ቅድስት ድንግል ማርያም ምስ ከተማ ሮማ ፍሉይ ምትእስሳር ዘለዎ እዩ፣ እቲ መሠረተ ብግልጸት ኣኖና ድንግል ማርያም ኣብ ወርሒ ነሓሰ ኣብ ዘይወቅቱ ከም ምልክት ምርጫኣ ፈኲስ በረድ ወይ ውርጪ ብምውራድ ንፍሉይ ኣኽብሮ ዝተሠርሔት ኮይና እታ ከም ሳሉስ ፖፑሊ ሮማኒ ጥዕና ሕዝቢ ሮማ ተባሂላ እትፍለጥ ኢቆና (ስእለ ማርያም ምስለ ፍቁር ወልዳ) ንክትሕደስ

ናይ ቅድስት መንበር ዋና ጸሓፊ ብፁዕ ካርዲናል ፕየትሮ ፓሮሊን

ናይ ቅድስት መንበር ዋና ጸሓፊ ብፁዕ ካርዲናል ፕየትሮ ፓሮሊን

ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ኣብ 2018ዓምፈ መንእሰያትን ስድራቤትን ብዝርኢ ነባሪ ኣሰር ክገድፉ ንጽበ!

11/01/2018 17:46

ናይ ቅድስት መንበር ዋና ጸሓፊ ብፁዕ ካርዲናል ፕየትሮ ፓሮሊን ብዛዕባ ኣብ 2018ዓምፈ ንቅዱስንቶምን ንቅድስት መንበርን ዝጽበዩ ዓበይትን ኣገደስትን ዕማማት ተሓቲቶም እንክምልሱ ‘ኣብ 2018ዓምፈ መንእሰያትን ስድራቤትን ብዝርኢ ነባሪ ኣሰር ክገድፉ ንጽበ!’ እንክብሉ ርእይቶኦም ሂቦም፣

ር.ሊ.ጳ ምስ ፕረሲደንት ሃገረ ኮሎምብያ

ር.ሊ.ጳ ምስ ፕረሲደንት ሃገረ ኮሎምብያ

ናይ ዕለት 7 መስከረም 2017 ዓምፈ መደብ ረድዮ ቫቲካን ክፍሊ ትግርኛ

07/09/2017 18:42

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ኣርማ ‘ሓዋርያ ዕርቂ’ ኮይኖም ትማል ሮቡዕ ዕለት 6 መስከረም በቆጻጽራ ሰዓት ሮማ ቀቅድሚ ፍርቂ መዓልቲ ሰዓት 11.10 ካብ  ልዮናርዶ ዳ ቪንቺ ኣህጉራዊ መዕርፎ ነፈርቲ ነቂሎም ብሰላም ከኣ ድሕሪ ናይ 12 ሰዓት ጒዕዞ ብሰላም ትማሊ ምሸት ኣብ ኣህጉራዊ መዓርፎ ነፈርቲ በጎታ ብሰላም ኣትዮም፣ 

ር.ሊ.ጳ ኣብ መወዳእታ ቃሎም እንከስምዑ

ር.ሊ.ጳ ኣብ መወዳእታ ቃሎም እንከስምዑ

ር.ሊ.ጳ ኣብ ቦዞሎን ባርብያናን ዝበሃላ ቊምስናታት ሰሜን ዓዲ ጣልያን ዝገበርዎ ናይ ግሎም መንፈሳዊ ንግደት

21/06/2017 20:41

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ሎሚ ንግሆ ዕለት 20 ሰነ 2017 ዓምፈ ቦዞሎን ባርብያናን ዝበሃላ ቊምስናታት ማእከል ዓዲ ጣልያን ብምኻድ ናይቶም ኣብ ዝሓለፈ እዋናት ኣቦታት ድኻታት ብማለት ዝፍለጡ ክልተ ካህናት ኣባ ማዞላሪን ኣባ ሚላኒን ዝበሃል መቃብር ብምብጻሕ ጸሎተ ሕልና ኣብጺሖም ንእግረ መንገዶም ንዝተቀበልዎምን ንዝረኸብዎምን ከኣ ኣባታዊ ቃሎም ሂቦም፣