ማኅበረሰባዊ መርበባት:

ጽማቍ ትሕዝቶ መርበብ:

ሬድዮ ቫቲካን

ምስ ዓለም ዚዋሣእ ድምፂ ር.ሊ.ጳጳሳትን ቤተ ክርስቲያንን

ቋንቋ:

ሓዋርያዊ መልእኽቲ

ናይ ሎሚ ሓሙሽተ ዓመት በዛ ዕለት እዚኣ

ናይ ሎሚ ሓሙሽተ ዓመት በዛ ዕለት እዚኣ

ሓሙሽተ ዓመት ምስ ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ! ጉዕዞ ብኣገራሚ ዝኾነ ሕዳሴ መንፈስ ቅዱስ!

13/03/2018 17:33

ካልኢት ሓሊፋ ካልኢት ክትካእ እንከሎ ብዙሕ ጊዜ ኣየነስተውዕለሉን ኮይኑ ግን እዘን ካልኢታት እዚኤን እየን ተደማሚረን ሰዓት ዕለት ወርሒ ዓመት እናበላ ዚጐዓዛ፣ ናይ ሎሚ ሓሙሽተ ዓመት በዛ ዕለት እዚኣ ዓለም ምሉእ ኣብ ናሕሲ መንበረ ጴጥሮስ ዘሎ ማፋ ወይ መውጽኢ ትኪ እናጠመተ ነቲ ኣብ ፍጻሜ ነፍሲ ወከፍ ምርጫ ዝወጽእ ትኪ ጻዕዳ እዩ ጸሊም እዩ ር.ሊ.ጳ ተመሪጹ ኣይተመርጸን ክብሉ ውዒሎም ኣማስያኡ ሃበሙስ ጳጳ ክብሉ ኣብ ዓውደ ምሕረት መንበረ ጴጥሮስ