ማኅበረሰባዊ መርበባት:

ጽማቍ ትሕዝቶ መርበብ:

ሬድዮ ቫቲካን

ምስ ዓለም ዚዋሣእ ድምፂ ር.ሊ.ጳጳሳትን ቤተ ክርስቲያንን

ቋንቋ:

መልአከ እግዚኣብሔር

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ

ዝተጠመቁ ኩሎም ሠናይ ብሥራት ወንጌል ይስበኹ! ር.ሊ.ጳ

16/07/2018 19:06

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ሰንበት ዕለት 15 ሓምለ 2018 ዓምፈ ኣብ ዘቅረብዎ ጉባኤ መልአከ እግዚብሔር ንዕለቱ ኣብ ዝቀረበ ቃለ ወንጌል ተመስሪቶም ክርስትያን ኩሎም ነቲ ኢየሱስ ክርስቶስ ብግብሪ ኣርእዩ ሓደራ ዝበሎ ንስብከተ ወንጌል ዝለአኹ ሓዋርያት ክኽተልዎ ዘለዎ መንፈሳዊ ድኽነት ዝዓሰሎ ኣገባብ ክኽተሉን ንዘጋጥሞም ብትሕትና ክቅበሉ ሓደራ ብማለት ዝተጠመቀ ክርስትያን ኩሉ  ንወንጌል ንኢየሱስ ክሰብኽ ግድነት ዘይስምዖ እንተልዩ ጥዑይ ክርስትያን ኣይኮነን ኢሎም፣

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ትማሊ ፍርቂ መዓልቲ ኣብ ቅርዓት ቅዱስ ጴጥሮስ

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ትማሊ ፍርቂ መዓልቲ ኣብ ቅርዓት ቅዱስ ጴጥሮስ

ብዙሓት ዝተጠምቁ ክርስትያን እግዚአብሔር ከምዘየሎ ብምሕሳብ ይነብሩ! ር.ሊ.ጳ

09/07/2018 17:25

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ትማሊ ፍርቂ መዓልቲ ኣብ ቅርዓት ቅዱስ ጴጥሮስ ምስ ምእመናን ጸሎተመልአከ እግዚብሔር ቅድሚ ምዕራጎም ‘እግዚብሔር ንዝኾነ ሰብኣዊ መደብ ይገማጠሎ ወትሩ ከኣ ከምእንካታዕ ይገብረና፣ ስለዚ ክርስትያን ዘቦኡ ምልክታት ጥራይ ምድግጋም ኣይኣክልን እዩ ንኢየሱስ ንቃላቱን ሓቀኛ ተዝዞ የድሊ` እንክብሉ ኣስተምሂሮም፣

ር.ሊ.ጳ ኣብ ጉባኤ ኣስተምህሮ ጸሎተ መልአከ እግዚአብሔር

ር.ሊ.ጳ ኣብ ጉባኤ ኣስተምህሮ ጸሎተ መልአከ እግዚአብሔር

ር.ሊ.ጳ ስለ ሰላም ኒካራግዋ ሶርያ ኢትዮጵያን ኤርትራን ጻውዒት ኣቅሪቦም፣

03/07/2018 16:41

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ትማሊ ፍርቂ መዓልቲ ኣብ ቅርዓት ቅዱስ ጴጥሮስ ናይ ዕለቱ ጉባኤ ኣስተምህሮ ኣቅሪቦም ምስ ምእመናን ጸሎተ መልኣከ እግዚብሔር ምስ ደገሙ ስለ ሰላም ኒካራግዋ ሶርያ ኢትዮጵያን ኤርትራን ነዚ ዚስዕብ  ጻውዒት ኣቅሪቦም፣

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ትማሊ ፍርቂ መዓልቲ ኣብ ቅርዓት ቅዱስ ጴጥሮስ

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ትማሊ ፍርቂ መዓልቲ ኣብ ቅርዓት ቅዱስ ጴጥሮስ

ኣብ ልቢ ኢየሱስ ብጎነጽ ብዘይኣገባብ ዝነብር የለን! ር.ሊ.ጳ

02/07/2018 15:43

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ትማሊ ፍርቂ መዓልቲ ኣብ ቅርዓት ቅዱስ ጴጥሮስ ምስ ዝተኣከቡ ምእመናንን ነጋድያንን ጸሎተ መልኣከ እግዚብሔር ቅድሚ ምዕራጎም ‘ኣብ ልቢ ኢየሱስ ቦታ ክትረክብን ክትኣቱን እንተደሊኻ ምሕዋይ ከምዘድልየካ ተረዲኡካ ብኣኡ ምትእምማን የድሊ’ እንክብሉ ኣስተምሂሮም፣

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ትማሊ ፍርቂ መዓልቲ ኣብ ቅርዓት ቅዱስ ጴጥሮስ

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ትማሊ ፍርቂ መዓልቲ ኣብ ቅርዓት ቅዱስ ጴጥሮስ

ኣብ ቤተመቅደስ ሕይወት ወለዲ ምስ እግዚብሔር ተሓባበሪቲ እዮም! ር.ሊ.ጳ

25/06/2018 17:50

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ትማሊ ፍርቂ መዓልቲ ኣብ ቅርዓት ቅዱስ ጴጥሮስ ብግጽው ላቲናዊ ሥርዓተ ኣብ ዕለተ ተዘኪሩ ንዝወዓለ በዓል ልደት ዮሓንስ መጥምቅ ተመርኲሶም ብዛዕባ ሕይወትን ኩነታቱን ብምግላጽ ብዛዕባ ሓጐስ ምትሕልላይን ሃንደበትን ምስጋናን ሰፊሕ ስብከት ኣቅሪቦም ኣብ ኡራግዋይ ብፅዕናኣ ንዝተኣወጀ ማርያ ፈሊቻ ዲ ጀሱ ሳክራመንቶ ዘኪሮም፣

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ትማሊ ፍርቂ መዓልቲ ኣብ ቅርዓት ቅዱስ ጴጥሮስ

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ትማሊ ፍርቂ መዓልቲ ኣብ ቅርዓት ቅዱስ ጴጥሮስ

በዓለ ቅድስት ሥላሴ እግዚአብሔር ፍቅሪ ምዃኑ ነስተማቅረሉ በዓል እዩ! ር.ሊ.ጳ

28/05/2018 18:47

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ትማሊ ፍርቂ መዓልቲ ኣብ ቅርዓት ቅዱስ ጴጥሮስ ነቲ ብላቲናዊ ሥርዓተ ኣምልኾ ግጽው ተዘኪሩ ዝወዓለ በዓለ ቅድስት ሥላሴ ኣመልኪቶም ‘በዓለ ቅዱስት ሥላሴ ነቲ ብዘይምቊራጽ ወትሩ ዝፈጥር ወትሩ ዘድሕን ወትሩ እናቀደሰ ስለፍቅርን ብፍቅርን ንዝቅበሎ ዘበለ ነፍሲ ወከፍ ፍጡር ነጸብራቅ ጽባቄኡን ሕያውነቱን ሓቁን ንከስተንትን ጸጋ ይዕድሎ’ እንክብሉ ምስ ኣስተምሃሩ ጸሎተ መልኣከ እግዚብሔር ብኃባር ምስ ምእመናን ደጊሞም፣

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ትማሊ ሰንበት ዕለት 29 ሚያዝያ 2018ዓምፈ ኣብ ቅርዓት ቅዱስ ጴጥሮስ

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ትማሊ ሰንበት ዕለት 29 ሚያዝያ 2018ዓምፈ ኣብ ቅርዓት ቅዱስ ጴጥሮስ

ክርስትያናዊ ናይ ፍቅሪ ሥራሕ ካብ ርእዮተ ዓለም ዘይኮነስ ካብ ኢየሱስ እዩ ዝውለድ! ር.ሊ.ጳ

30/04/2018 17:49

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ትማሊ ሰንበት ዕለት 29 ሚያዝያ 2018ዓምፈ ኣብ ቅርዓት ቅዱስ ጴጥሮስ ጸሎት ንግሥተ ሰማያት ቅድሚ ምድጋሞም ‘ኩልና በቲ ካብ ሙታን ዝተንሠኤ ኢየሱስ ክርስቶስ ዘምጽኣልና ሃብቲ እናተመራሕናን እናነበርናን ቅዱሳን ክንከውን ዝተጸዋዕና ኢና’ እንክብሉ ኣስተምሂሮም፣

ሓደስቲ ካህናት ምስ ር.ሊ.ጳ ብሓባር ንሕዝቢ ክባርኹ!

ሓደስቲ ካህናት ምስ ር.ሊ.ጳ ብሓባር ንሕዝቢ ክባርኹ!

ምስ ኢየሱስ ክርስቶስ ጥቡቅ ርክብ እንተዘይገበርና ካልእ ኣተሓሳስባ ክወረና እዩ! ር.ሊ.ጳ

23/04/2018 08:12

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ትማሊ ሰንበት ዕለት 22 ሚያዝያ 2018 ዓምፈ ፍርቂ መዓልቲ ኣብ ቅርዓት ቅዱስ ጴጥሮስ ተኣኪቦም ምስ ዝነበሩ ምእመናንን ነጋድያንን ጸሎተ ንግሥተ ሰማያት ምድጋሞም ዕለቱ ዓለም ለኸ ዕለተ ጸሎት ምእንቲ ጸዋዕታ ምዃኑ ብምዝኽኻር ‘ጸዋዕታ ክህነትን ሰብ ውፉይ ሕይወትን ጸዋዕታ ቃልኪዳንን ክብርክት ንጐይታ ንለምኖ’ እንክብሉ ሓደራ ኢሎም፣