ማኅበረሰባዊ መርበባት:

ጽማቍ ትሕዝቶ መርበብ:

ሬድዮ ቫቲካን

ምስ ዓለም ዚዋሣእ ድምፂ ር.ሊ.ጳጳሳትን ቤተ ክርስቲያንን

ቋንቋ:

መልእኽቲ ሊቀ ጳጳሳት ኣስመራ

ብፁዕ ኣቡነ መንግሥተኣብ ሊቀ ጳጳሳት ዘበኣሥመራ

ብፁዕ ኣቡነ መንግሥተኣብ ሊቀ ጳጳሳት ዘበኣሥመራ

መልእኽቲ ፋሲካ ብፁዕ አቡነ መንግሥተኣብ ሊቀ ጳጳሳት ዘበኣሥመራ

07/04/2018 14:43

ክቡራትን ክቡራንን ሰማዕትና ርሑስ በዓለ ትንሣኤ ክኾነልኩም እናተመነና ናይ ኤርትራ ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ሊቀ ጳጳሳት ብፁዕ ኣቡነ መንግሥተኣብ ዘበኣሥመራ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ንዝነብሩ ምእመናንን ሰብ ጽቡቅ ድላይን ዝሃብዎ ኣባታዊ ቃለ ምዕዳን ነቅርበልኩም፣ ብፁዕነቶም ከም ኣርእስቲ መልእኽቶም ዝመረጽዎ ድሕሪ ወንጌል ሉቃስ ዝዝየም መኑ ይመስለከ እምነ ኣማልክት እግዚኦ ካብ ኣማልኽቲ ዝመሳሰለካ መን ኣሎ ማለት እዩ፣