ማኅበረሰባዊ መርበባት:

ጽማቍ ትሕዝቶ መርበብ:

ሬድዮ ቫቲካን

ምስ ዓለም ዚዋሣእ ድምፂ ር.ሊ.ጳጳሳትን ቤተ ክርስቲያንን

ቋንቋ:

ስብከት

ኣባ ንጉሠ ፍሥሓ

ኣባ ንጉሠ ፍሥሓ

በዓለ ጴጥሮሰ ጳውሎስ ሓምለ 5 2010 ዓ.ም. (7/12/2018)

13/07/2018 17:28

ቤተ ክርስትያን ሎሚ ናይ ክልተ ብርሃናተ ዓለም ተባሂሎም ናይ ዝፍለጡ ናይ ጴጥሮስን ጳውሎስን መዓልቲ ዘኪራ ተብዕል አላ። ክልቲኦም ብሓዋርያዊ ተልእክኦምን ትምህርቶም ተልእኮ ኢየሱስን መንግስቱን አብ ኩሉ ከብጽሑ ክሳብ መጨረሽታ ሕይወቶም ዘወፈዩ እሙናት አርድእቲ እዮም። 

ኣባ ንጉሠ ፍሥሓ

ኣባ ንጉሠ ፍሥሓ

ሰንበት ዘአስተምህሮ 2010 ዓ.ም. ሰነ 24 2007 ዓ.ም (7/01/2018)

29/06/2018 18:25

መዝሙር፡ ናክብር ሰንበቶ በጽድቅ . . “ሰንበቱ ነኽብር ስርዓቱ አይንሕደግ ንአኡ ጥራሕ እዩ ሃሌ ሉያ፥ ጻድቕ እዩ አብ መንግስቱ ኸአ ጽድቂ ይፈርድ፥ ንግሆ ከም ዝወግሕ ይገብር ምስ ወግሔ ኸአ ምሕረቱ ይህበና፥ አምላኽና አምላኽ ድኅነት እዩ ዝስአኖ የብሉን፥ ቃሉ ሓቂ ነገራቱ ዝእመን እዩ”።

ቅ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ሎሚ ንግሆ ምስቶም ትማሊ ዝሾምዎም ሓደስቲ ካርዲናላት ብሓባር ኣብ መንበረ ጴጥሮስ

ቅ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ሎሚ ንግሆ ምስቶም ትማሊ ዝሾምዎም ሓደስቲ ካርዲናላት ብሓባር ኣብ መንበረ ጴጥሮስ

ክብሪ ክርስቶስን መስቀል ክርስቶስን ዘይፈላለዩ እዮም! ር.ሊ.ጳ

29/06/2018 17:12

ላቲናዊ ሥርዓተ ኣምልኾ እትኽተል ካቶሊካዊት ቤተክርስትያን ሎሚ በዓለ ቅዱሳን ጴጥሮስን ጳውሎስን እንክትዝክር ቅ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ እውን ሎሚ ንግሆ ምስቶም ትማሊ ዝሾምዎም ሓደስቲ ካርዲናላት ብሓባር ኣብ መንበረ ጴጥሮስ መሥዋዕተ ቅዳሴ ኣዕሪጎም፣ ነዚ ስብከት እዚ እውን ኣቅሪቦም።

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ሎሚ ምሸት ኣብ ባዚሊካ ቅዱስ ጴጥሮስ

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ሎሚ ምሸት ኣብ ባዚሊካ ቅዱስ ጴጥሮስ

ንክርስቶስ ንምግልጋል እግሪ ካልኦት ብትሕትና ብትሕትና ንሕጸብ! ር.ሊ.ጳ

28/06/2018 20:13

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ሎሚ ምሸት ኣብ ጸሎተ ዋዜማ ቅዱሳን ጴጥሮስን ጳውሎስን ኣብ ባዚሊካ ቅዱስ ጴጥሮስ ን14 ሓደስቲ ካርዲናላት ኣብ ዝሾሙሉ ‘ኣብታ ናብ ኢየሩሳሌም እተውጽእ  መንገዲ ከለው ከኣ ኢየሱስ ቀቅድሜኦም ይሕኸይድ ነበረ’ ማር 10.32) ንዝብል ቃል ወንጌል ብምጥቃስ ነዚ ዚስዕብ ስብከት ኣቅሪቦም፣

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ሎሚ ኣብ ቤተጸሎት ቅድስት ማርታ

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ሎሚ ኣብ ቤተጸሎት ቅድስት ማርታ

ምዝመዛ ደቂ ኣንስትዮ ተጻይ እግዚብሔር ዝኸይድ ሓጢኣት እዩ! ር.ሊ.ጳ

15/06/2018 19:09

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ሎሚ ኣብ ቤተጸሎት ቅድስት ማርታ ዘዕረግዎ ቅዳሴ ሎሚ ኣብ ዓለምና ገኒኑ ዘሎ ምዝመዛ ደቂ ኣንስትዮ ኣመልኪቶም እዘን ክቡራት ፍጥረት እዚኤን ‘ነቲ ንደቂ ተባዕትዮ ምሉእ ኣምሳልን ኣርኣያን እግዚብሔር ዝግብሮ ክፍሊ እየን’ እንክብሉ ቦታ ጓል ኣንስተይቲ ኣብ ፍጥረት ኣዳም ፍጽምና ዝህብ ምሉእ ሰብ ዝገብር ምዃኑ ገሊጾም፣

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ሎሚ ንግሆ ኣብ ቤተጸሎት ቅድስት ማርታ

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ሎሚ ንግሆ ኣብ ቤተጸሎት ቅድስት ማርታ

ዘለፋ መጻኢ ስለዘጸልምት ካብ ቅንእን ሕስድናን ናብ ዕርክነት ምስግጋር ይምረጽ! ር.ሊ.ጳ

14/06/2018 18:38

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ሎሚ ንግሆ ኣብ ቤተጸሎት ቅድስት ማርታ ኣብ ዘዕረግዎ መሥዋዕተ ቅዳሴ ‘ዘለፋ ናይ ብጻይና መሰልን ክብርን ስለዝትንክፍ ካብ ዘለፋ ምስ እንቊጠብ ብጻይና ንክዓቢ ከም እንሕግዞ’ ገሊጾም፣

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ሎሚ ንግሆ ኣብ ቤተጸሎት ቅድስት ማርታ

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ሎሚ ንግሆ ኣብ ቤተጸሎት ቅድስት ማርታ

ምስክርነት ክርስትያን ጨውን ብርሃንን ናይ ካልኦት ምዃን እዩ! ር.ሊ.ጳ

12/06/2018 19:00

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ሎሚ ንግሆ ኣብ ቤተጸሎት ቅድስት ማርታ ኣብ ዘዕረግዎ መሥዋዕተ ቅዳሴ ‘ጨው መመቐሪ መግቢ እንክኾን መብራህቲ ከኣ ንገዛእ ርእሱ ኣይኮነን ዘብርህ፣ በዚ ከምዚኸስ ናይ ሓደ ክርስትያ ዕለታዊ ተራ ምስክርነት ንካልኦት የመቅርን የብርህን፣ እዚ ከኣ ንክትዕበየሉ ዘይኮነስ ንከተገልግለሉ እዩ’ እንክብሉ ምስክርነት ክርስትያን መቐረትን ብርሃንን ካልኦት ምዃኑ ገሊጾም፣

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ሎሚ ንግሆ ኣብ ቤተጸሎት ቅድስት ማርታ

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ሎሚ ንግሆ ኣብ ቤተጸሎት ቅድስት ማርታ

ናይ ነፍስን ሥጋን ናይ ምሕረት ሥራሓት ኢየሱስ ዝምህረና መንገዲ ፍቅሪ እየን! ር.ሊ.ጳ

08/06/2018 16:56

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ሎሚ ንግሆ ኣብ ቤተጸሎት ቅድስት ማርታ ኣብ ዘዕረግዎ መሥዋዕተ ቅዳሴ ‘ፍቅሪ እግዚብሔር መወዳእታ ዘይብሉ ፍቅሪ እዩ፣ ዕብየቱ ኸኣ ትሕትና ተላቢሱ ብርሕራሔ ክሰርሕ እንከሎ ይግለጽ፣ ክርስቶስ ካባና ዝጽበዮ ዓበይቲ መግለጺታት ፍቅሪ ዘይኮነ ንኣሽቱ ዝጭበጡ ናይ ፍቅሪ ተግባራት ብምግባር ምሳኡ ነቲ ሠናይ ተግባር ክንቅጽል እዩ ዝሓተና’