ማኅበረሰባዊ መርበባት:

ጽማቍ ትሕዝቶ መርበብ:

ሬድዮ ቫቲካን

ምስ ዓለም ዚዋሣእ ድምፂ ር.ሊ.ጳጳሳትን ቤተ ክርስቲያንን

ቋንቋ:

ትምህርተ ክርስቶስ

ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ

ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ

ኣብ መሥዋዕተ ቅዳሴ ነቲ ኣብ ቀራንዮ ዝተፈጸመ ናይ ድሕነት ተግባር ንደግም! ር.ሊ.ጳ

23/11/2017 17:24

‘ኣነ ድሮ ምስ ክርስቶስ ተሰቂለ እየ! ክርስቶስ እዩ ኣባይ ዝነብር ዘሎ እምበር ኣነ ኣይኰንኩን ብሕይወት ዝነብር ዘሎኹ፣ እዚ ሕጂ ኣብ ሥጋይ ዝነብሮ ዘሎኹ ሕይወት በቲ ዘፍቅረንን ነፍሱ ምእንታይ ዘወፈየን ወልደ እግዚአብሔር ብእምነት ሕያው ኮይነ እየ ዝነብሮ ዘሎኹ፣. . . ኣነ ግና ንጸጋ እግዚብሔር ከንቱ ኣይገብሮን እየ። (ገላ 2.19-21)

ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ  ሮቡዕ 15.11.2017

ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ሮቡዕ 15.11.2017

መሥዋዕተ ቅዳሴ ጸሎት እዩ! ምስ ኢየሱስ ክርስቶስ እንራኸበሉ ብሉጽ ግዜ እዩ! ር.ሊ.ጳ

16/11/2017 16:59

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ትማሊ ሮቡዕ ነቲ ኣብ ዝሓለፈ ሶሙን ብወግዒ ዝጀመርዎ ብዛዕባ መሥዋዕተ ቅዳሴ ብፍላይ ከኣ ብዛዕባ ጥቀ ቅዱስ ቊርባን ምሥራዕ ዝምልከት ሓዲስ ዙርያ ትምህርተ ክርስቶስ ብምቅጻል ‘መሥዋዕተ ቅዳሴ ጸሎት እዩ! ምስ ኢየሱስ ክርስቶስ እንራኸበሉ ብሉጽ ግዜ እዩ!’ እንክብሉ ጸሎት ምስ እግዚኣብሔር እንራኸበሉን እሂን ምሂን ንበሃሃለሉን መጋበሪ ከምዝኾነን ኣብ ኩሉ ዘተ ከምዝግበር ከኣ ሓንሳእ እንክትዛረብ ሓንሳእ ከኣ ጽን ኢልካ 

ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ኣብ ቅርዓት ቅ.ጴጥሮስ

ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ኣብ ቅርዓት ቅ.ጴጥሮስ

መስዋዕተ ቅዳሴ ጸሎት ምስጋና እምበር ትያትር ኣይኮነን! ር.ሊ.ጳ

09/11/2017 17:49

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ትማሊ ሮቡዕ ኣብ ዘቅረብዎ ሶሙናዊ ናይ ዕለተ ሮቡዕ ሓፈሻዊ ትምህርተ ክርስቶስ ብዛዕባ ምሥጢረ ጥቀ ቅዱስ ቊርባን ሓዲስ ዙርያ ትምህርተ ክርስቶስ እንክጅምሩ እቲ ቀንዲ እዚ ምሥጢር እዚ ዝግለጸሉ መሥዋዕተ ቅዳሴ ምዃኑን 

ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ሮቡዕ ኣብ ግዜ ትምህርተ ክርስቶስ

ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ሮቡዕ ኣብ ግዜ ትምህርተ ክርስቶስ

ቀዳመይቲ ምልክት ጸዋዕታ ካብ ምስ ኢየሱስ ምርኻብ ዝርከብ ሓጐስ እዩ

31/08/2017 18:09

ሎሚ ብዛዕባ ሓደ ኣገዳሲ ኣርእስቲ ማለት ኣብ መንጎ ተስፋን ዝኽርን ብፍላይ ከኣ ዝኽሪ ጸዋዕታ ዘሎ ርክብ ክነስተንትን እዕድም፣ ከም ኣብነት ከኣ ንጸዋዕታ ናይቶም ቀዳሞት ኣርድእቲ ኢየሱስ ክንምልከት እደሊ፣

ር.ሊ.ጳ ግዜ ትምህርቲ ክርስቶስ

ር.ሊ.ጳ ግዜ ትምህርቲ ክርስቶስ

ተስፋ ክርስትያን ንዘሕዝን ፍጻሜታት ዓለምና ኩሉ ተሸንፍ! ር.ሊ.ጳ

23/08/2017 19:30

“እቲ ኣብ ዙፋን ዝተቐመጠ፡ “እነኹ አነ ንኵሉ ነገራት አሐድሶ ኣሎኹ” ፡ ወሲኹ ከኣ፡ “እዚ ቃል እዚ እሙንን ሓቅን እዩ’ሞ ጸሓፎ” በለኒ። እንሆ ድሮ ተፈጺሙ እዩ፡ ኣነ ኣልፋን ኦመጋን። ቀዳማይን ዳኅረዋይን እየ” በለኒ። “ኣነ ንዝጸምኤ ነቲ ኵሉ ናይ ሕይወት ዓይኒ ማይ ብጥራሑ ክህቦ እየ። እቲ ዚዕወት ነዚ ሃብታት እዚ ኪወርስ እዩ፡ ኣነ ኣምላኹ፡ ንሱ ድማ ወደይ ኪኸውን እዩ። (ራእ 21.5)

ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ኣብ ኣደራሽ ጳውሎስ 6ይ

ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ኣብ ኣደራሽ ጳውሎስ 6ይ

ቤተክርስትያን ምሕረት እግዚኣብሔር ብዘስተማቅሩ ሓጢኣተኛታት ዝቆመት እያ! ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ

10/08/2017 18:32

ንሕና ኩልና ድኻታትን ሓጢኣተኛታትን ኰና ናይቲ ዝልውጠናን ዕለት ዕለት ተስፋ ዳግም ዝህበናን ምሕረት እግዚኣብሔር ዘድልየና ኢና፣ ነቶም ነዚ ዝርድኡ ሰባት ከኣ እግዚአብሔር ነታ ብፍቅሪ ኣሕዋትን ኣሓትን እትልለ ዝዓበየት ትዕድልቲ ንማንም ዘይትኽላእ ምሕረት ንተልእኮኦም ይልግሰሎም፣ ተስፋናኸስ እዚ እዩ።

ር.ሊ.ጳ ኣብ ኣዳራሽ ብፁዕ ጳውሎስ ሻድሻይ

ር.ሊ.ጳ ኣብ ኣዳራሽ ብፁዕ ጳውሎስ ሻድሻይ

ጸዋዕታ ክርስትያን ‘ብርሃን ክርስቶስ ናብ ዓለም ምብጻሕ’ እዩ። ር.ሊ.ጳ

03/08/2017 17:26

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸስኮስ ነቲ ብናይ ሰሜናዊ ንፍቀ ክበብ ናይ ሓጋይ ክፍለ ጊዜ ዕረፍቲ ኣቋሪጾሞ ዝነበሩ ሶሙናዊ ናይ ዕለተ ሮቡዕ ሓፈሻዊ ትምህርተ ክርስቶስ ትማል ሮቡዕ እንደገና ምስ ጀመርዎ ኣብ ልቢ ብዙሓት ዓቢ ሓጐስ ከምዝፈጠረ ካብ ቅድስት መንበር ዝመጸ ዜና ኣመልኪቱ፣

ር.ሊ.ጳ ኣብ ግዜ ትምህርተ ክርስቶስ ንምእመናንን ነጋድያንን እንክባርኹ

ር.ሊ.ጳ ኣብ ግዜ ትምህርተ ክርስቶስ ንምእመናንን ነጋድያንን እንክባርኹ

ንፈጠርቲ ራዕዲ ሰማዕታት ምባል ጽያፍ እዩ! ር.ሊ.ጳ

29/06/2017 17:51

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍርናቸኮስ ትማሊ ሮቡዕ ዕለት 28 ሰነ 2017 ዓምፈ ኣብ ዘስተምሃርዎ ሶሙናዊ ናይ ዕለተ ሮቡዕ ሓፈሻዊ ትምህርተ ክርስቶስ ‘ኣጥፊእካ ጥፋእ ዝብል ዕላማ ተሓጊጦም ሕይወት ብዙሓት ለኪሞም ንዝሞቱ ፈጠርቲ ራዕዲ ሰማዕታት ምባል ንክርስትያን ኣጸያፊ እዩ፣ ካብ ዕላማታቶም ወላ ሓንቲ ናብቲ ናይ ደቂ እግዚአብሔር ኣተሓሳስባ እትቀርብ የላን፣