ማኅበረሰባዊ መርበባት:

ጽማቍ ትሕዝቶ መርበብ:

ሬድዮ ቫቲካን

ምስ ዓለም ዚዋሣእ ድምፂ ር.ሊ.ጳጳሳትን ቤተ ክርስቲያንን

ቋንቋ:

ኢዮቤል ዓመት ምሕረት

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸኮስ ሎሚ ንግሆ ኣብ ቅርዓት ቅዱስ ጴጥሮስ

ቅ.ኣ.ር.ሊ.ጳ ፍራንቸኮስ ሎሚ ንግሆ ኣብ ቅርዓት ቅዱስ ጴጥሮስ

ናይ ዕለት 13 ሰነ 2018 ዓ.ም. መደብ ራድዮ ቫቲካን ክፍሊ ትግርይና

13/06/2018 17:22

‘ኦ ሕያዋይ መምህር ሕይወት ዘለዓለም ምእንቲ ዅአርስ እንታይ ክገብር ይግብኣኒ?’ ቢሉ ሓተቶ፣ ኢየሱስ ድማ ‘ስለምንታይ ኢኻ ሕያዋይ እትብለኒ? እንትርፊ ኣምላኽ ንብሕቱስ ሓደ እኳ ሕያውያ የልቦን። ንትእዛዛት ማለት ነቲ ‘ኣይትቕተል ኣይትዘሙ ኣይትስረቕ ብሓሶት ኣይትመስክር’ ኣይትዓምጽ፡ ‘ነቦኻን ንኖኻን ኣኽብር’ ዚብል ትፈልጦ ኢኻ በሎ። (ማር 10.17-21)